ኣብ ስደት ኣብ ኣሙራክባ ካምፕ ዝርከብ ህዝብና ክብርቲ መዓልቲ ለካቲት 11 ብወነን ሕራነን የኽብር ኣሎ
Posted: Thu Feb 18, 2021 9:23 am
ኣብ ስደት ኣብ ኣሙራክባ ካምፕ ዝርከብ ህዝብና ክብርቲ መዓልቲ ለካቲት 11 መበል 46 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ካልኣይ ወያነ ህዝቢ ትግራይን ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ብወነን ሕራነን የኽብር ኣሎ ::
Tigray Refugees in Um Rakuba refugee camp in Sudan are colorfully celebrating 46th Anniversary of Lekatit 11 (46th anniversary of the TPLF).
Tigray Refugees in Um Rakuba refugee camp in Sudan are colorfully celebrating 46th Anniversary of Lekatit 11 (46th anniversary of the TPLF).