ትግራይ ካብቶም ዘፍረየቶም ጀጋኑና ሓደ

Post Reply
africangear
Posts: 396
Joined: Fri Dec 11, 2020 5:07 pm

ትግራይ ካብቶም ዘፍረየቶም ጀጋኑና ሓደ

Post by africangear »

ተጋዳላይ ኣብርሃ ድንኩል ነቲ ብሽም ኣዴታት ትግራይ ዝተሰምየ ወፍሪ ምድምሳስ ሰራዊት ፀላኢ ኣብ ግንባር ራያ ነቲ ዉግእ ብብቕዓት እንትመርሖ። ተጋዳላይን በዓል ሞያ ካሜራን ይድነቀው ኣብርሃ ነቲ ውዕሎ ብምስሊ እንትስንዶን ዓወት ምስተጎናጸፍና ድማ ናይ እንኳዕ ኣሐጎሰና ሰላምታ እንትንለዋወጥን።
dnkul-raya-1.jpg
dnkul-raya-2.jpg
dnkul-raya-3.jpg
dnkul-raya-4.jpg
dnkul-raya-5.jpg
©yirga abreha


Post Reply