ቀደም መራሒ ቦጦሎኒ ናይ ተጋዳላይ ጋዜጠኛ ይድነቀው ኣብርሃ ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ግርማይካ ኣብ ዝበሃል መዋፈሪ ምብራቕ ከሰላ ምዕራብ ሳዋ ናይቲ መዋፈሪ ጸረ ዓማ ዝወጠረ ቦጦሎኒ ዝመርሐ፣ ደሓር ድማ ኣብ ወራር ሻዕብያ ሓላፊ ማእኸል ታዕሊም ቆቦ ዝነበረ እዩ። ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ቃልሲ ምስ ይድነቀው ኣብ ተምቤን ጉያ አብ ዝበሃል ቦታ ተራኺቦም እንትሰዓዓሙ ዝወሰድኩዎ ምስሊ እዩ።
ኣብ ሳልሳይ ወለዶ ቃልሲ ተራኺቦም ናፍቆቶም ብፍሽኽታን ወነ ቃልስን እንትገልጽዎ። ቃልሲ የራኽብ እምበር ኣየሟንን ሓቀይ? ኣብ ዓወት ክራኸቡ ተቋጺሮም ናብ ካሊእ ምዕራፍ ቃልሲ በቢ መድረኸቦም ክዋፈሩ ኣብ ወያናይ መትከሎም ዝጸንዑ ጀጋኑ ኣያታተይ እዮም።
ኣብ ጉዕዞ ቃልስና ተሰኒዱ ዘይሃልቕ ቅያ ጅግንነት ኣሎ። ክንምለሶ ኢና፡፡
https://www.facebook.com/yirga.abraha