Page 1 of 1

ሩስያ ካብ ዓድና ትውፃእ

Posted: Thu Jan 21, 2021 9:56 pm
by africangear
Russia-out-of-Tigray.jpg
ትማሊ ወለድና ሩስያ ካብ ዓድና ትውፃእ እናበሉ ድምፆም የስምዑ ነይሮም ሎሚ ንሕና ደቆም ከዓ ኤርትራ ካብ ዓድና ትውፃእ ንብል ኣለና። ኢትዮጵያ ንኣና ከም ህዝቢ ንምጥፋእ ኩሉ ግዜ ግዳማዊ ሓይልታት ምስኣሰለፈት እያ ወዬ ድኣ ተሎ ኢልና ቂምና ስለንርስዕ እዩ እምበር። ነዚ ኩሉ ዝበፅሐና ዘሎ ዘየቋርፅ ግፍዒ ካብ ስሩ ንምውሓው ዘለና እንኮ መፍትሒ ነፃ ሃገር ትግራይ ምምስራት እዩ።
Source: Biniyam Girmay