ደናቑር ባንዳታት ተጋሩ ዝርደአኩም እንተኾይኑ ህዝቢ ቀቲልካ ኣይውዳእን!
ጅግና ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ኣርኣያ ኣሲሮም ድሕሪ ምፅናሕ ንገዝኡ ሰዲዶም ኣብ መቐለ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ቀቲሎሞ ኣለዉ።
ዳዊት ኣብ ምንጋጋ ፀላእቲ ኣትዩ ብሞይኡ ዝተጋደለ ተባዕ ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ትግራይ እዩ ነይሩ።
ህዝቢ ትግራይ ወሊዱዎም ኢልካ ንምእማን ብዘፀግሙ ንኸብዶም ብዝሓደሩ ከደዓት ባንዳታት ተቐቲሉ ኣሎ።
እዛ ጊዜ ቡዙሕ መስዋእቲ ኣኽፊላ ከም እትሓልፍ ኣይተረደኦምን!
ነብስኻ ኣብ ገነት ትዕረፍ ጅግና!
ክንሰግሮ ኢና!
ዳዊት ኣብ ምንጋጋ ፀላእቲ ኣትዩ ብሞይኡ ዝተጋደለ ተባዕ ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ትግራይ እዩ ነይሩ
-
africangear
- Posts: 404
- Joined: Fri Dec 11, 2020 5:07 pm