Page 1 of 1

ካብ መቅድም መፅሓፍ 'ገረብ ዓረና ወያነ ትግራይ'

Posted: Thu Jan 21, 2021 9:51 pm
by africangear
“የመና በዲሎምና: ተመሊሶም ደጋጊሞም በደልን ግፍዕን ኣውረዱልና: ዘይግበር እውን ገበሩ:: 'ድሕሪ ደጊም ደኣ ምስእዚኣቶም እንታይ ተሪፉና?' ዝበልና ኣሻዒቱ ነይሩ:: 'ዋእ ክንደይ ግዘ ክንብደል? ክንደይ ግዝኸ ትሕቲ ሰብ ክንቑፀር? ... እምበኣር ከም'ዙይ ገይሮም እዮም ንውሽጥናን ንደገን ክንርኢ: ክንመክር: እንታይ ክንገብር ኣለና ኢልና ክንእምት ዘገደዱና::"

ካብ መቅድም መፅሓፍ 'ገረብ ዓረና ወያነ ትግራይ'

ሕዚ እቲ ሕቶ: ኣብ'ዚ ናይ በደል ዕንክሊሎ ምንባር ዶ ንሓዋሩ በቲኽካ ምውፃእ እዩ!!