ብባዕዳውያን ሓይልታት ወፃኢ - ኢትዮጵያ ኤርትራ ሶማሊያ ኢምሬትን ካልኦትን - ህዝብና ኣብ ፀልማት ብጃምላ ብጥይት እናተጨፍጨፈ እዩ! ልዕሊ 4.5 ሚልየን ህዝብና ኣብ ሓደጋ ጥምየትን ሕማምን ወዲቑ ኣሎ!
* ብዘይምንም ቅድመ ኩነት ዓለምለኸ ረድኤት ብኩሉ ኣንፈት ናብ ትግራይ ንክኣቱ፤ ንመነባብሮ ህዝብና ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ማሕበራውን ኢኮኖሚያውን ግልጋሎት ንኽማላእ፤
* ብዘይምንም ቅድመ ኩነት ኩሎም ባዕዳውያን ሓይልታት ካብ ትግራይ ንኽወፁ፤ ዓለምለኸ ሚዲያታት እውን ናብ ትግራይ ንኽኣትዉ፤
* ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝካየድ ዘሎ ምፅናት ዘርኢ #TigrayGenocide ብዓለምለኸ ጉጅለ ንክፃረየልናን ገበነኛታት ንዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን ኩናት ንኽቐርቡን
Tigray diaspora protest against Genocide in Tigray
-
africangear
- Posts: 404
- Joined: Fri Dec 11, 2020 5:07 pm