ብሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ከተማ ውቅሮ ዝበፅሐ ጨፍጫፍ ብነበርቲ ናይታ ከተማ አንደበት እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ ገሊፀምዎ ኣለው።
እኒ ዲና ሙፍቲ ኮኑ ካልኦት ብሓሶት ዝተጠመቁ ኣባላት ብልግና ፓርቲ ነቲ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ዋላኳ እንተከሓዱ እቲ መዓንታዊ ግፍዒ ዝበፅሖ ዘሎ ህዝብና ግን ቀተልቱ፣ ንብረቱ ኣዕነውቱን ሰረቅቱን እንመን ከምዝኮኑ ኣፀቢቁ ኣለልዩ ዝሓደረ ህዝቢ እዩ።
ንሙሉእ ትሕዝቶ እዚ ቪድዩ ተመልከቱ:
ብሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ከተማ ውቅሮ ዝበፅሐ ጨፍጫፍ ብነበርቲ ናይታ ከተማ አንደበት
-
africangear
- Posts: 404
- Joined: Fri Dec 11, 2020 5:07 pm