ጉባኤ ትካላት ኩለን ሃይማኖታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ዘስካሕክሕ ምፅናት ዘርእን ብርሰት ዓድን ብምኩናን መግለፂ ሂቦም!
ባዕዳዊ ሰራዊት ኤርትራ ብዘይምንም ቅድመ ኩነት ካብ ትግራይ ንኽወፅእ፤ ዓለምለኸ ህፁፅ ረድኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ፤ ዝሓትት ሸውዓተ ነጥቢ ዘለዎ መፀዋዕታ እውን ኣቕሪቦም::
ጉባኤ ትካላት ኩለን ሃይማኖታት ትግራይ ባዕዳዊ ሰራዊት ኤርትራ ብዘይምንም ቅድመ ኩነት ካብ ትግራይ ንኽወፅእ ፃውዒት አቕሪባ
-
- Posts: 404
- Joined: Fri Dec 11, 2020 5:07 pm