ካብ መቐለ ሃዲሙ ኣብ ከባቢ ሽኸት ፍሉይ ሽሙ ኣመንቲላ ኣብ ዝብሃል ስፍራ 2 ብርጌድ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተደምሲሱ

Tigray related news and publications
Post Reply
africangear
Posts: 404
Joined: Fri Dec 11, 2020 5:07 pm

ካብ መቐለ ሃዲሙ ኣብ ከባቢ ሽኸት ፍሉይ ሽሙ ኣመንቲላ ኣብ ዝብሃል ስፍራ 2 ብርጌድ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተደምሲሱ

Post by africangear »

TDF-TigrayForces.jpg
ካብ መቐለ ሃዲሙ ኣብ ከባቢ ሽኸት ፍሉይ ሽሙ ኣመንቲላ ኣብ ዝብሃል ስፍራ 2 ብርጌድ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተደምሲሱ።
እዘን 2 በራጊድ ኣብ ከተማ መቐለ ዓሪዱ ናይ ዝነበረ መበል 12 ክፍለሰራዊት ኣካል እየን።
እቲ ሰራዊት ንመቐለ ገዲፉ እንትሃድም እዩ ሎሚ 22 ሰነ 2013 ብሰራዊት ትግራይ ተደምሲሱ ዘሎ።
ብመሰረት እዚ ፦
  • 2 በዓል 120 ሚሜ መድፍዕ
  • 1 ZU-23
  • 1 በዓል 107 ሮኬት እንትማረኽ 1 በዓል 107 ሮኬት ድማ ከምዝተባርዓ ውሃቢ ቃል ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ገብረ ገ/ፃድቅ ገሊፁ።
ብተመሳሳሊ ዜና ተረሲዑ ዝነበረ ሓደ ቦጠለኒ መበል 20 ክፍለሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ውቅሮ ከባቢ ዓራቶ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ተደምሲሱ። እታ ቦጦሎኒ ኣብ ዓራቶ ዝነበረ ዲፖ ኣፅዋር ትሕሉ ዝነበረት ኮይና ካብታ ቦጠለኒ 200 ወትሃደራት ኢትዮጵያ ተማሪኾም።


Post Reply